ዋሽንግተን —
ፈላማይቲ ናውቲ ሕክምና ዝፀዓነት ዓለምለኸ ነፋሪት ትማሊ ሰንበት ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትያ።
እዚ ኣብታ ኣብ መንጎ ሓይልታት ሰራዊት'ታ ሃገርን ወሃቢ ደገፍ ሓይልን ጎንፂ ዝካየደላን ዘሎን ብፅንኩር ጉድለት ኣመጋግባ ዝተሃሰዩ ቆልዑ ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰላምዊያን ሰባት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዘለዉላን ሃገረ ሱዳን ምእታው'ዛ ናውቲ ሕክምና ዝሓዘት ነፋሪት ንእሽቶይ ተስፍ ፈጢሩ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅመር ፈላመይቲ ናውቲ ሕክምና ዝጸዓነት ነፋሪት ፖርት ሱዳን ኣትያ