ህቡብ ከሻኒ ማርከስ ሳሙኤልሰን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ትውልደ ኢትዮጵያዊ ከሻኒ መግቢ  ማርከስ ሳሙኤልሰን ብቁልዕነቱ ኣዲኡ ብሕማም ቲቢ ምስሞታ ንሱን ሓፍቱን ብሽውደናውያን ስድራ ቤት ተወሲዱ ኣብ ሽወደን  ዓብዩ። ኣብ እዋን ፕረዚደንት ኣመሪካ  ባራክ ኦባማ ኣብ ዓበይቲ እንግዶት ሰበ-ስልጣን መግቢ ካብ  ምድላው ሓሊፉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ክፍለ-ዓለም 10-ኣብያተ መግቢ ይውንን።