ኒልሰን ማንዴላ ብፅኑዕ ሓሚሞ

FILE PHOT0 AUG96 - President Nelson Mandela will celebrate his 80th birthday on July 18. Events planned around the country are due to run for at least a month and include celebratory parties for underpriveleged children, as well as concerts featuring loca

ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ መራሒ ፀረ- ኣፓርታይድ ቃልሲ መራሒ ኒልሰን ማንዴላ ብፅኑዕ ሓሚሞም ከም ዘለዉ ናይታ ሃገር ፕረዚደንት ኣፍሊጦም።

ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ኒልሰን ማንዴላ ብሕማም ሳንቡእ ንዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሆስፒታል'ዮም ዘለው።

ኒልሰን ማንዴላ ኣብዚ እዋን'ዚ ኩነታት ሕማሞም ፀኒዕዎም ከም ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ጃኮብ ዙማ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም።