ማላዊ- ሓቀኛ ሓበሬታ ንምዝርጋሕ ዝሰርሕ ትካል

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ማላዊ- ሓቀኛ ሓበሬታ ንምዝርጋሕ ዝሰርሕ ትካል

ሓቅነት ሓበሬታ ንምርግጋፅ ኣዝዩ በዳሂ ኣብ ዝኾነላ ሃገረ-ማላዊ ሓቀኛ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕን ምምሕያሽን ክህልው ሰባት ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዘለዎም እምነት ንኽዓብይን ንምሕጋዝን - ኢንስቲትዩት ሚድያ ደቡባዊ ኣፍሪቃ ጨንፈር- ማላዊ ይሰርሕ’ሎ።