ኣብ ማላዊ ዝተኣታተዋ ናይ ኤሌትሪክ መካይን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ማላዊ ዝተኣታተዋ ናይ ኤሌትሪክ መካይን

ኣብ ማላዊ ዘወርቲ መኻይን ሕጂ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከብ ኩባንያ ስታርትኣፕ ኤሌክትሪክ መኻይን ክዕድጉ ኣጋጣሚ ረኺቦም’ለዉ። ዛጊት ነተን መካይን ዝዓደጉ ውሑዳት ሰባት ከም በብመዓልቱ ናብ መደበራት እናኸዱ ነዳዲ ምምላእ ከምዘየድልዮም ይገልፁ።