ካብ በናና ዝዳለው ወይኒ ማላዊ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሰሜናዊ ማላዊ ዝርከባ ደቀንስትዮ ሓረስቶት ባናና ኣብ ቀረባ ዘራእተን ንዘጥፍአ ለውጢ ከሊማ ዘስዓቦ ፅልዋ ንምቅላስ ሓድሽ ፍታሕ ምሂዘን’ለዋ። ካብቲ ብሰንኪ ፅንኩር ኩነታት ኣየር ኣዕርዩ ብምብሳሉ ዳርጋ ዝተበላሸወ ባናና መስተ ወይኒ ይሰርሓ’ለዋ።