ኤርትራ ኣብ ፃዕርታት ምውጋድ ሕማም ዓሶ

ኣኸባብራ ዓለም-ለኸ መዓልቲ ዓሶ ኣብ ኤርትራ

ሚያዝያ 25 ዝተከብረ ዓለምለኸ መዓልቲ ሕማም ዓሶ 'ሕማም ዓሶ ንሓዋሩ የኽትም' ብዝብል ቴማ ትካል ጥዕና ዓለም(WHO) ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ።

ኤርትራ ኣብ ምውጋድ ሕማም ዓሶ ትገብሮ ፃዕርታት ብዝምልከት ኣቀባሊና ብርሃነ በርሀ ንኣቶ ሰላም ምሕረትኣብ ሓላፊ መደብ ሃገራዊ ምቁጽጻር ዓሶ ኤርትራ ኣዘራሪብዎም’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቀዳማይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣኸባብራ ዓለም-ለኸ መዓልቲ ሕማም ዓሶ ኣብ ኤርትራ