ቪድዮ ሊብያ 167 ናይጀርያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ ሚያዝያ 26, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ሊብያ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሑ 167 ናይጀርያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ። ምምላስ እቶም ስደተኛታት ብምትሕብባር ሕቡራት ሃገራት: ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታትን ሰበ ስልጣን ሊብያን ዝተኻየደ’ዩ።