መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ፡ መዓልቲ ኤርትራውያን ቆልዑ ካሊፎርንያ

Kids-Day

ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ዝርከቡ ነበርቲ ከባቢ ክፍለ-ግዝአት ካሊፎርንያ
በይ ኤርያ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብዚ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን መዓልቲ ቆልዑ ንሻዕብዓይ ጊዜ አኽቢሮም ዊዒሎም'ለዉ።

ሊሊ የማነ ከምኡ'ውን ሙሉጌታ ሃይለ ካብ ከተማ ኦክላንድን ከባቢኣን ብዛዕባ'ዚ ዕለት ቆልዑ ምስ ሬድዪ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም'ለው።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Kids-Day