ዋሽንግተን —
ኣብ ኬንያ ዝረኣ ዘሎብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን ልዕሊ 200-ሰባት ኣብ ዝቐተለሉ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዊልያም ሩቶ ነቶም ኣብ ናይሮቢ ብሰንኪ ውሕጅ ዝተመዛበሉ ህጹጸ ገንዘባዊ ሓገዝ ከም ዝወሃቦም ቃል ኣትዮም።
ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ዝነበሮ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን እውን ተመሓላሊፍ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ሩቶ ግዳያት ውሕጅ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝወሃቦም ኣፍሊጦም