መንዲል ንጽህና ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ኬንያ -- ብናጻ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኬንያ ኣስታት 65% ወለዲ፡ ንደቆም ወርሓዊ መንዲል ንጽህና ንምግዛእ ከም ዘይክእሉ መንግስታዊ መጽናዕቲ ይሕብር። ነዚ ሃጓፍ ንምምላእ እምበኣር’ዮም መሻርኽቲ ኣካላት፡ ተመሃሮ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ካብ ትምህርቲ ንኸይበዅራ፡ መንዲል ንጽህና ብናጻ ዝረኽባሉ መንገዲ ዝሰርሑ ዘለዉትብል ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ ናይሮቢ።