ኣብ ኬንያ ጓሓፍ ዳግም ኣብ ምምስራሕ ዝነጥፍ ትካል ራማኒ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማ ቲካ ኬንያ ዝተደኮነ ትካል ራማኒ፡ ነቲ ዝእከብ ጓሓፍ ዳግም ብምምስራሕ ናብ ብሉጽ ስራሕ የውዕል ኣሎ። እዚ ትካል ኣከባቢ ኣብ ምዕቃብን እቶት ኣብ ምኽዕባትን ድርብ ረብሓታት ኣብ ምፍጣር ይርከብ።
Your browser doesn’t support HTML5