ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ መዓስከራት ኬንያ ሕጽረት መሳለጥያታት ከየስዕብ ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ የጠንቕቑ
Your browser doesn’t support HTML5
ካብ ደርቂን ጎንፅን ሶማል ዝሃደሙ ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ጎረቤት ሃገር ኬንያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ይውሕዙ'ለዉ። እዚ ዋሕዚ ስደተኛታት ነቲ ብቀደሙ'ዉን ብዝሒ ስደተኛታት ኣዕቑቡ ዘሎ መዓስከር ዝወሃብ ኣገልግሎታት መሊሱ ክሐፅር ጌሩ'ሎ፡ ናይ ጥዕና ፀገማት ናይ ምግዳድ ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል'ዩ ክብሉ ትካላት ወሃብቲ ረድኤት የጠንቅቑ።