ኣብ ዳግማይ ምርጫ ኬንያ ጎነጽ ምልዓሉን ገለ መምረጺ ኑቕጣታት ምዕጻዎምን ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ሎሚ ሓሙስ ጥቅምቲ 26,2017 ዓ.ም. ኣብ ዝተካየደ ዳግማይ ምርጫ ኬንያ ጎነጽ ኣብ መንጎ ፖሊስን ነቲ ምርጫ ዝቃወሙ ምልዓሉ፡ብዝሒ ተቓወምቲ ኣብ ዝርከቡለን ከባቢ ዝርከቡ መድመጺ ኑቕጣታት ከይተኸፈቱ ምውዓሎም ተሓቢሩ’ሎ።