ዑደት ፕሬዝዳንት ኦባማን መደረ ኡሁሩ ኬንያታን

ፕሬዝዳንት ኡሁሩ ኬንያታ

ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝበፅሕሉ እዋን ፀጥታን ንግድን ዝለዓለ ዛዕባ ከምዝኸውን ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣፍሊጦም።

ኬንያታ ንፓርላማ ሃገሮም ኣብዘስምዕዎ መደረ ዝያዳ ኣካታዒ ዝኾነ ጉዳያት ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን /ICC/ ከምኡ እውን መሰላት ፍቑራት ተመሳሳሊ ፆታን/ገይ/ ትኹረት ርክቦም ኣይኸውንን ተባሂሉ’ሎ።ዝርዝሩ ኣብዚ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

መደረ ኡሁሩ ኬንያታ ኣም ዑደት ባራክ ኦባማ