ናይሮቢ —
ገለ ኬንያዊያን፣ ነቲ ፕረዚደንቶም ናብ ሃገረ ሀይቲ ኬንያዊያን ፖሊስ ንምውፋር ዘለዎም ተበግሶ ክድግፉ ከለው፣ ካልኦት ድማ ዝበለጸ ሓየልቲን ዝበለጸ ዕጥቂ ዘለወን ሃገራት ቅሩብነተን ኣብ ዘይገለጻሉ እዋን፣ ሃገሮም ስለምንታይ ንዓለምለኸ ሓይሊ መሪሓ ክትወፍር ከምዝወሰነትይግረሙ ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ተልእኾ ፖሊስ ኬንያ ናብ ሀይቲ ብኣዒንቲ ዜጋታት ኬንያ