ካብ መዝነቶም ዝተለዓሉ ም/ፕረዚደንት ኬንያ ብዛዕባ ድሕነቶም መግለጺ ሂቦም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንበት ንጋዜጠኛታት መብርሂ ዝሃቡ ካብ ስልጣኖም ዝተለዓሉ ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ሪጋቲ ጋቻጉዋ ንድሕነቶም ኣብ ሓለዋ ዝተመደበ ጉጅለ ብምልዓሉ ኣብ ልዕሊኦም ንዝፍጠር ዝኾነ ፀገም ተሓታቲ ፕረዚደንት ዊሊያም ሩቶ እዮም ኢሎም። ሕክምናዊ ሓገዝ ካብ ዝረኽብሉ ሆስፒታል መግለጺ ዝሃቡ ካብ መዝነቶም ዝተለዓሉ ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ሪጋቲ ጋቻጉዋ ሓላዊ ጉጅለ ፀጥታ ከም ዘይብሎም ተዛሪቦም።