ኣብ ናይሮቢ ብነታጊ ብውሑዱ 28 ሰባት ቆሲሎም

ኣብ ኬንያ ኣብ ማእኸል ከተማ ናይሮቢ ሎሚ ሓደ ነታጊ ነቲጉ ብዉሑዱ 28 ሰባት አቁሲሉ። ግን መበገስቲ ነታጊ ብኡንብኡ አይተፈልጠን።