ሜላ ኣተዓባብያ ቖልዑ ኣብ ስደት፡ መጽሓፍ ብ ተስፎም ገብረመድህን፡ኣቦይ ቀሺ ከሰተብርሃን ድማ ብዛዕባ ኣቆጻጽራ ጁልያንን ጎርጎርያንን ይትንትኑ

Tesfom GM

ክልቲኡ ትሕዝቶታት ኣብ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ቐሪቡ`ሎ

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቕመጥ ተስፋምህረት ገብረመድህን፡ ንኣተዓባብያ ቖልዑት ትምልከት መጽሓፍ ጽሒፉ`ሎ "ሜላ ኣተዓባብያ ቖልዑ ኣብ ስደት" ዘርእስታ።

ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ተረኺቡ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ምስማዕ ይክኣል፡

ካልእ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ቂሔ ጽልሚ፡ ኣብ ከተማ ስያትል ፡ ቆሞስ ከሰተብርሃን ብዛዕባ ኣቆጻጽራ ዓመተ-ምህረት ተዛሪቦም ኣለዉ።

To listen to Today`s Program click here:

Your browser doesn’t support HTML5

መደብ ቂሔ-ጽልሚ


To listen to complete interview with author of the book, click here

Your browser doesn’t support HTML5

Interview with Tesfamihret Ghebremedhn