ቅሔ ጽልሚ ኣብ ጉዳይ Valentine`s Day ፡ ከምኡ ምስ ሓደ ዳይረክተር ፊልም ለካቲት 14, 2014 A man sits on a roadside next to a paper-flower decoration as he holds heart-shaped balloons, waiting for costumers on the ahead of Valentine's Day in Islamabad February 13, 2014. REUTERS/Mian Khursheed (PAKISTAN - Tags: SOCIETY) - RTX18R58 እስቲፋኖስ መንግስተኣብ፡ "ወራሲ ኺዳን" ዕድል ድዩ ወዝቢ" ብፅሒተይ" ምልኣት-ስቲፍ" ዝተባህላ ዓበይቲ ፊልምታት ዝደረሰን ዝኣለየን`ዩ እስቲፋኖስ መንግስተኣብ፡ "ወራሲ ኺዳን" ዕድል ድዩ ወዝቢ" ብፅሒተይ" ምልኣት-ስቲፍ" ዝተባህላ ዓበይቲ ፊልምታት ዝደረሰን ዝኣለየን`ዩ። ንሎሚ መደብ ቂሔ ጽልሚ ጋሻ ኾይኑ ቐሪቡ`ሎ። ኣብ Valentine`s Day `ውን ተዛሪብና`ለና፡ ንኹሉ ኣብ ምልክት ድምጺ ጸቒጥኩም ስምዑ፡ Your browser doesn’t support HTML5 Kaleidoscope