ቂሔ-ጽልሚ

Girls Celebrate Ashenda Tradition

ኣብ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ትማሊ ተጀሚሩ’ሎ፡፡ ጎራዙ ብባህላዊ መመለኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን ወፅየን ኣለዋ፡፡ ኣብ ከምዚ ዝበለ እዋን እዩ ቆልዓ ኣሸንዳ ርኢኻ ኣይትሕፀ ዝባሃል፡፡

ግርማይ ገብሩ ኣብ እንታይነት ኣሸንዳ ኣስተምህሮ ዝህቡ መንፈሳዊ ሊቅ ዓዲሙ ኣሎ፡
ከምኡ`ውን ካብ ሽወደን፡ ንስነ-ጥበባዊ ፊሊሞን ገብረዝግኣብሄር ዓዲምና`ለና።

መደብ ቂሔ ጽልሚ ኣብ ምልክት ድምጺ ምስማዕ ይክኣል

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሔ-ጽልሚ