ቂሐ ጽልሚ ንነብስ-ሄር በየነ ሃይለ ትዝክር


መሳርሕቱ ካብ ዝነበሩ ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ብቐረባ ካብ ዝፈልጥዎ ድማ ኣቶ ሰለሞን ጸሃየ ቀሪቦም ኣለዉ;

ደራሲን ክኢላ ምምሕዳርን ኣቶ በየነ ሃይለ ዝተፈላለያ መጽሕፍትን ድርሰታትን ከምዘበርከተ ይፍለጥ።

ኣቶ በየነ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ቂሐ-ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡