ቂሐ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ህርመት ኩናማን፡ ዝዓበየ ጀበናን

ኣዲንጎ ኪኒ፡ ኣብ ኤርትራ ብባህላዊ ደርፍታት ኩናማን ሳዕስዒትን ይፍለጥ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰርሐት ዝዓበየት ጀበና ድማ ኣብ ጊነስ ቡክ ክትምዝገብ በቒዓ`ላ

ንኽልቲኡ ኣርእስታት ዝሓዘ መደብ ቂሐ-ጽልሚ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ መደብ ተፈንዩ`ሎ፡ ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡