ዜና Kaleidoscope(ቂሐ-ጽልሚ) ንሃይማኖታውን ልማዳውን ኣከባብራ ፋሲካ ይጥምት ማዝያ 13, 2012 ወኪላት ኣብ ኣስመራን መቐለን፡ ሰናይትን ግርማይን፡ ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ነዚ ዝስዕብ መደባት ልኢኾምልና ኣለው።