ቂሔ-ጽልሚ(Kaliedoscope) ብዛዕባ ኩነታት ትያትር ትግራይን ካልእን

Tadesse Berhe

ኪነ-ጥበባዊ ታደሰ በርሀ ብኪነጥበባት ዝሰልጠነ ከያኒ`ዩ

ትያትር ትግራይ ይስጉም የለን ዝብል ስኽፍታ ኣለዎ። መንግስቲ ቆላሕታ ዝነፈጎ ክፍሊ`ዩ ክብል`ውን የማርር።

ግርማይ ገብሩ ምስ ታደሰ በርሀ ዝገበሮ ወግዒ ተከታተሉ።

ካልእ ብዛዕባ ሎሚ ኣብ ኣመሪካ ዝወደቐ ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ሎቶሪ ገለ ኢልና ኣለና።

ንኽልቲኡ ትሕዝቶ ተኸታተሉ--ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ፡