ቒሐ-ጽልሚ፡ መስተ ኮረፌ ካብ ራያ፡ ካብ ኣስመራ ድማ ወግዒ ምስ ሃራሚት ዋጣ ብስራት ኣረጋይ

ግርማይ ገብሩ ናብ ኸባቢ ራያ ኸይዱ ምስ ጸሞቕትን ሰተይትን ኮሬፈ ዝገበሮ ዕላል፡ ካብ`ዚ ካብ ስትድዮ ድማ፡ ተወልደ ወልደገብሬል ናብ ኣስመራ ደዊሉ ምስ ስነ-ጥበባዊት መንእሰይ ብስራት ኣረጋይ ዝገበሮ ዕላል ብቕደም-ሰዓብ ተዳልዩ`ሎ፡

ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ ፅቐጡ፡