ቅሔ ጽልሚ፡ንግስቲ ራያ ኣብ ከተማ መቐለ ኮረፌ ብምሻጥ ትፍለጥ

ኮረፌ ዝብሃል ባህላዊ መስተ ኣሎ። 'ንጉሆ ምስ ሰተና ክሳብ ፋዱስ ቀጥ ኣቢሉ ይሕዘና' ይብሉ ዳርጋ ከም መግቢ ዝጥቀምሉ ሰተይቱ።

ንምዃኑ ኮረፌ እንታይ`ዩ? ካብ ጉዑሽ ወይ ካብ ድቋ ስዋ ብምንታይ ይፍለ? ኣበይ ከባቢ`ኸ ይዝውተር? ኣልኮላዊ ሓይሉ ከመይ`ዩ?

ኣብ ከተማ መቐለ ምስ እትርከብ ንግስቲ ራያ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቅሔ ጽልሚ፡ንግስቲ ራያ ኣብ ከተማ መቐለ ኮረፌ ብምሻጥ ትፍለጥ