መምህር ሰሎሞን ግርማይ ሳዕሲዒት ትግርኛ መስመሩ ክስሕት የብሉን ዝብል ተሪር መጎተ የቕርብ። ድምጻዊ ቶማስ ኣልኣዛር ካብ ኣስመራ ድማ፡ በታ “ፈሩዛ” ትብል ደርፉ ዝያዳ ዝፍለጥ ኮይኑ ሓያል ዓቕሙ ዘመስክር ዘሎ መንእሰይ`ዩ
ግርማይ ገብሩ ኣብ ትግራይ ንነዊሕ ዓማውቲ ትልሂት ትግርኛ ንዘምህር ዘሎ ባዓል ሞያ ዓዲሙ’ሎ።
ተወልደ ወልደገብሬል ድማ ንቶማስ ኣዘራሪብዎ`ሎ።
ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ስምዑ፡