ብመንእሰያት ዝቖመት ጉጅለ ባህሊ ኣሰር ኣብ ኤውሮጳ ዑደት ትፍጽም ኣላ
ካብ ጀርመን ምስ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ዘዋግዑ ሰለስተ ኣባላት ፡ዮሴፍ ኣሚነ፡ ስዒድ ብርሃኑ፡ ሄኖክ ተኽላይ`ዮም።
ባህሊ ኣሰር፡ ኣብ ወጻኢ ንዝተወልዱ ኤርትራውያን ቆልዑ፡ ባህሎም ክዕቅቡን፡ ኣሰር መበቆሎም ክስዕቡን ኣብ ምሕጋዝ ርኡይ ተራ ከምዝተጻወተት ብመረዳእታ ይምስክሩ፡
ንምሉእ ትሕዝቶ ወግዖም ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡