ቂሔ-ጽልሚ፡ መም ገብረኪዳን ደስታ፡ ወይንሃረግ ሃይለ(ቤኪ)

ወይንሃረግ ሃይለ(ቤኪ) ካብ መንጎ ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ብሉጻት ተዋሳእቲ ሓንቲ`ያ፡ ካብ`ዚ ደዊልና ኣዘራሪብናያ ኣለና። ብኻልእ ወገን ግርማይ ገብሩ ኣብ ኣጠቓቕማ ቃላት ቋንቋ ትግርኛ ዝራኣዩ ዘለዉ ግድፈታት ኣመልኪቶም መብርሂ ክህብዎ ንመምህር ገብረኪዳን ደስታ ዓዲሙ’ሎ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡