ኣማኒኤል ሞሞና ብልስሉስ ዜማታቱ ንሰማዕቲ ቂሐ-ጽልሚ የዘናግዕ

ኣማኒኤል ወልደጋብር(ሞሞና) ዝሕል ዝበለ ወይ ልስሉስ ጣዕመ ዜማታት ብምብርካት ፍሉይነት ኣለዎ። "ዝሰምዖ ሙዚቃ`ውን ዝሕል ዝበለ ስለዝኾነ ካብኡ ዝተበገሰ ክኸውን ይኽእል " ይብል ስለምንታይ ከምኡ ዝበለ ዘስቆርቁር ዝመስል ደርፋታት ትደርፍ ተባሂሉ ምስተሓተተ።

ንዜማታቱ ብዙሓት ኣድነቕቱ ምስ ኩነታቶም ብምትሕሓዝ ከምዝደግምዎ`ዩ ዝዕለል። ይዕለል ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ`ዚ መደብ`ዚ`ውን ተርእዩ`ሎ።

Amanuel Weldegabr

ምሉእ ትሕዝቶ ምስ ሞሞና ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣማኒኤል ሞሞና ብልስሉስ ዜማታቱ ንሰማዕቲ ቂሐ-ጽልሚ የዘናግዕ