ውሳነ መጋባእያ ዶናልድ ትራምፕ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ውሳነ መጋባእያ ዶናልድ ትራምፕ

ንመጋባእያ ሕፁይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ሰሚዖም ፍርዲ ንኽህቡ ዝተሰየሙ ሰባት ውሳነኦም ክህቡ’ዮም ። ትራምፕ ንውፅኢት’ቲ ናይ 2016 ዓ.ም ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምፅላው ንሓንቲ ኮኸብ ተዋሳኢት ፊልም ዝኸፈልዋ ገንዘብ ንምሕባእ ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሕሳብ ገንዘቦም ብሓሶት መስኪሮም ዝብል ክሲ’ዩ ቀሪብዎም ዘሎ።