ኣብ ጁንቲንዝ ትራምፕን ባይደንን ብማዕረ ናብ ጸለምቲ መረጽቲ የቕንዑ

  • ዜና ቪኦኤ

ሎሚ 19 ሰነ፡ ኣብ ኣመሪካ ጁንቲንዝ ተባሂሉ ሃገራዊ በዓል’ዩ። እዚ ዕለት ከኣ ነቲ ጊልያነት ኣብ 1865 ኣብ ኮንፈደራያን ዝብሃላ ክፍለ-ሃገራትን ዘብቅዓሉን ኲናት ሓድሕድ ኣመሪካ ዝተዛዘመሉን መዓልቲ ንምጽንባል’ዩ ዝኽበር። ፕረዚደንታውያን ተወዳደርቲ ዶናልድ ትራምፕን ጆ ባይደንን እምበኣር በዚ ኣጋጣሚ ንጸለምቲ ኣመሪካውያን ንምኽሳብ ይሰርሑ ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ኣብ ጁንቲንዝ ትራምፕን ባይደንን ብማዕረ ናብ ጸለምቲ መረጽቲ የቕንዑ