መንግስቲ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት፡ኣመራርሓ ተቓወምቲ ፓርቲን ጸሓፍቲ ዓምዲ ኢንተርነት ዝርከብዎም እሱራት ፈቲሑ

Your browser doesn’t support HTML5

“ቃልስና ክቅጽል እዩ። ዝሓሸ ነገር ካብ ኩላትና ክመጽእ ይግባእ። ድሙቕ ብርሃን ዲሞክራሲ ኣብ ኢትዮጵያ ክበርህ እዩ” ይብል ኣንዷአለም አረጋ።