ዶ/ር ጂል ባይደን ኣብ ናይ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት በጺሔን

ዶ/ር ጂል ባይደን

ኣብ ኢትዮጵያ ዝኣተዋ በዓልቲ ቤት ምክትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ፣ ዶ/ር ጂል ባይድን፣ ማሕበር ስደተኛታት ዓለም ንዘማሕድሮ ማዓስከር ስደተኛታት ተዓዚበን።

‘ኣብ ቤ/ትምህርትኹም፣ ኣብ ትነብርሉ ማሕበረ-ሰብን ኣብ ሃገርኩምን፣ ለውጢ ንምምፃእ ቅሩባት ኩኑ’ውን’ ኢለን።

እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ ካብ ማዓስከር ስደተኛታት ጎረባብቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ሰላሳ ሽሕ ስደተኛታት ኣብ’ዘን ዝሓለፋ 10 ዓመታት ከምዝሰገሩ ተገሊፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪፖርት መገሻ ዶ/ር ጂል ባይደን ኣብ ኢትዮጵያ