ኩርናዕ ስእሊ - 4 ጥሪ 2017
ወደባዊት ከተማ ቫልፓራሶ ቺለ ትማሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብትኺ ትሽፈን
ጀርመናዊ ካርል ግሪገር- ኣብ ውድድር ምንሽርታት በረድ ኣብ ኣውስትራልያ
ደቡብ ኮርያ- ምንጻግ ጸረ ነፍሳት
ኣብ ምድረበዳ ኣል ጃዋፍ ስዑዲ ዓረብ
ሓላው መካነ እንሰሳ ኣብ ለንደን
ኣብ ምጅማር ሰውራ ኩባ 1959 ዓ.ም ንኣሕዋት ካስትሮን ካልኦትን ካብ ሜክሲኮ ናብ ኩባ ዘምጽኣት መርኸብ ምስሊ