ኩርናዕ ስእሊ - ጥሪ 3,2017

ብግመ ዝተሸፈነ ህንጻ - ቻይና

ሰባት ንሬሳ ሓደ ካብ ግዳያት መጥቓዕቲ ከተማ ኢስታንቡል ቱርኪ ተሸኺሞም

ናብ በረዶ ዝተቐየረ ማያት- ህንዲ

ምድረ በዳ ሊዋ- ዓቡዳቢ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት 

 ስደተኛታት ጽዒና ኣንፈታ ዝሰዓነት ጀልና ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ።ክልተ ነፍሰጾር ደቂ ኣንስትዮን ሓሙሽተ ቆልዑ ዝርኸብዎም 112 ሰባት ኣብታ ጀልባ ተሳፊሮም ኔሮም። 

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ንዶባት ግዝኣታት ስጳኛ ዝኾነት ከተማ ሱዮታ ጥሒሶም ክኣትው ኣብ ዝፈተንሉ