“ቀንዲ ሕመረት ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኣውሮጳ ሊብያ እያ” ወሃቢት ቃል ትካል ወሃቢ ስደተኛታት ሕ/ሃ

Your browser doesn’t support HTML5

ወሃቢት ቃል ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ቻርሎቲ ሳሚ ኣብቲ ሎሚ ዓርቢ 1,400 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ፍልሰተኛታት ኣብ ወደባይት ከተማ ካታንያ ዝአተውሉ እዋን ቀንዲ ሕምረት ቀውሲ ስደተኛታት ኣውሮጳ ማእኸላይ ባሕሪ ዘይኮነ ሊብያ’ዩ ኢለን።