ፕረዚደንት ኢጣልያ ኢላን መስክ ልኡላዊነት ከኽብር ኣተሓሳሲቦም 

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ኤውሮጳ ኣሕሊፎምዎ ኣለው።