እስራኤል፡ ኣብ ሃገራ ንዘለው ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ሃገራ ክወጹ ዝእዝዝ መምርሒ ምሃባ ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

እስራኤል ብዘይሕጋዊ መንገዲ እዮም ኣትዮም ንዝበለቶም ብኣሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ሃገራ ክወጹ ወይ ማእሰርቲ ከምዝጽበዮም ክትገልጽ ጸኒሓ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ናይ መጀመርያ ስጉምቲ’ቲ ምስጓግ ከምዝጀመረቶ ይሕበር ኣሎ።