ዋሽንግተን —
እስራኤል ቅድሚ’ቲ ወታሃደራታ ካብቲ ኲናት ናይ ምንካይ ውጥና ንምትግባሩ ሎሚ ሰኑይ ታንክታት ካብ ገለ ወረዳታት ከተማ ቓዛ ኣብ ዝሰሓበትሉን ኣብቲ ዝተኸበ ካልእ ከባቢታት ፍልስጤማውያን ሓያል ኲናትን ደብዳባትን ምህላዉ ይገልፁ’ለዉ።
እንተኾነ እስራኤል ንኣዋርሕ ክቕጽል ንዝኽእል ስርሒት ሜላ ኲናት ከምትቕይር ኣመላኺታ’ላ።
Your browser doesn’t support HTML5
እስራኤል ካብ ገለ ከባቢታት ቓዛ እንተሰሓበት'ውን ኲናት ንኣዋርሕ ክቕጽል ከምዝክእል ትገልጽ