እስራኤል 200 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሓት ኣፍሊጣ
Your browser doesn’t support HTML5
ሚንስትር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ሃገሩ ካብቶም ናብ ሳልሳይ ሃገር ምጥራዝ ወይ ማእሰርቲ ዝብል ምርጫ ማእሰርቲ መሪጾም ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ 200 ስደተኛታት ከምዝፈትሓት ብሰንበት ኣፍሊጦም።
Your browser doesn’t support HTML5