እስራኤል ንኣስታት 20,000 ሓዳር ዘይብሎም ደቂ ተባዕትዮ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ሃገራ ክወጹ መምርሒ ሂባ
Your browser doesn’t support HTML5
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሃገሩ ንዝርከቡ ስደተኛታት ማእሰርቲ ወይ ናብ ሳልሳይ ሃገር ምስጓግ ክመርጹ የገድድ። መንግስቲ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንኣስታት 20,000 ሓዳር ዘይብሎም ደቂ ተባዕትዮ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ ዝመጽእ ክልተ ወርሒ ካብ ሃገሩ ክወጹ ዝእዝዝ መምርሒ ሂቡ’ሎ።