እስራኤል ንመደብ ጥርዝያ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ምቁራጻ ኣፍሊጣ

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ እስራኤል ናብ ሃገሩ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተው እዮም ዝበሎም ኤርትራዊያን ሱዳናዊያን ስደተኛታት ናይ ምጥራስ መደብ ከምዝሰረዞ ትማሊ ሶሉስ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እስራኤል ነቲ መደብ ዝሰረዘሉ ምክንያት ነቶም ስደተኛታት ዝቅበል ሳልሳይ ሃገር ብዘይምርካቡ ምዃኑ’ውን ተፈሊጡ‘ሎ።