ሓማስ ሰለስተ ሬሳን መንነታ ዘይተፈልጠት ጅሆን ሰዲዱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓማስ ሰለስተ ሬሳን መንነታ ዘይተፈልጠት ጅሆን ሰዲዱ

ምስ ሓማስ ዝተበፅሐ ቀዳማይ ዙር ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕ ዝቕፅል ሰሙን ግዚኡ ከብቅዕ ኣብ ዝቀረራበሉ እዋን ሓማስ ትማሊ ሓሙስ ሬሳመንነታ ዘይተፈልጠት ጓል ኣንስተይቲን ሓዊኡ ኣርባዕተ ሬሳታት ሰዲዱ። ኣመሪካ ተዋጋእቲ ወገናት ናብ ካልኣይ ደረጃ ልዝብ ክሰግሩ ኣብ እትደፍአሉ ዘላ ሃገራት ኣዕራብ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንቓዛ ንምሓዝ ዝኣወጁዎ ልሊእ ኣማራፂ ንምቕራብ ይጓየያ ኣለዋ። ና