ፅልዋ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፅልዋ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን

ዝሓለፈ ዓመት 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝተፈፀመ ሽበራዊ መጥቓዕቲ ስዒቡ ብዝተወልዐ ግጭት ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ ንጋዜጠኛታትን መሓውራት ዜናን እቲ ዝኸፍእ እዩ።

7 ጥምቅቲ 2024 ሓማስ ኣብ እስራኤል መጥቓዕቲ ብምፍፃም 1,200 ሰባት ቀቲሉ፡ 251 ሰባት ጨውዮም። እቲ መጥቓዕቲ ክሳብ ሕጂ ዝቐፀለ ኲናት መበገሲ ኮይኑ። ቁፅሮም እናወሰኸ ይኸይድ ካብ ዘለው ሞት ስቪላት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ጋዜጠኛታት ይርከቡዎም።