ህልው ኩነታት እስራኤል ብነባሪ ከተማ እየሩሳሌም
Your browser doesn’t support HTML5
ግጭት ኣብ መንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ ቦታ ንዘሎ ኩነታት ክሕብረና ንኢትዮጵያዊ ነባሪ ከተማ እየሩሳሌም ዝናቡ ሃብቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5