ዜና ኣብ ኢትዮጵያ ዝስማዕ ዘሎ ናይ ኣሕባሽ ጉዳይ ፖሊቲካዊ`ዩ ይብሉ ኣብ ኣላማጣ ዝርከቡ ሓደ ሸኽ ሰነ 18, 2012 ሱፊ ወሃቢ ኸኣ መሰረቱ ጽቡቕ` ኳ እንተነበረ ፡ ሎሚ ዘይተማህሩን ዝተፈላለየ ስምዒት ዘለዎምን ኣብ መንጉኡ ኣትዮም ጸያይቖሞ ይብሉ ሸኽ ሂዝቡላሕ ምስ ሸኽ ሂዝቦላ መሓመድ ኣሚን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡