ቃለ መሕተት ኣብ ጉዳይ ህዝቢ ኢሮብ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዓድግራት ክልል ትግራይ ዝነብሩ ገለ ተወላዶ ኢሮብ ህዝቢ ኢሮብ ብክልተ ሓይልታት ተመቒሉ ንኣደራዕ ተቓሊዑ'ሎ ይብሉ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ኣቶ ሃውኩ ረዳ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ቃለመጠይቕ፥ ህዝቢ ኢሮብ ብሓፈሻ ሓሲምዎ እኳ እንተሎ ብፍላይ ከኣ እቲ ኣብ ትሕቲ ሓይልታት ኤርትራ ዝርከብ ከባብታት ንዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ተቓሊዑ'ሎ ይብል።