ካቢነ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተፈጥረ ጸገም ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት'ዩ ክብል ኣፍሊጡ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ኣብ መንጎ ህወሓትን ጊዜያዊ ምምሕዳር ዘይኮነስ፣ ኣብ መንጎ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ክፍፍል እዩ ክብል ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።